ምጥርናፍ ስድራ-ቤት

ናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቓድ ኣለካ ድዩ፣ ከምኡ እውን ምስ ኣባላት ስድራ-ቤትካ ዳግም ክትጥርነፍ ትደልይ ዲኻ? ከምኡ እንተኾይኑ ኣባላት ስድራ-ቤትካ ናብ ኔዘርላንድ ንኽመጹ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። እዚ ድማ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ይበሃል። ኣብዚ ገጽ እዚ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ብኸመይ ከም ዝካየድ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

መርሓ ውጥን (3)

መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምቕባልካ ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ ንናይ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ኣመልክት

5 ስጉምትታት

ኣብዚ መርሓ ውጥን ብኸመይ ናይ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ከም እተመልክት ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። እዚ መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምቕባልካ ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ ክግበር ኣለዎ። እዚ ድማ ብወግዒ "ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ዑቕባ" ተባሂሉ ይጽዋዕ።

መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምቕባልካ ድሕሪ 3 ኣዋርሕ ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ምምልካት

5 ስጉምትታት

ምጥርናፍ ስድራ-ቤት ምስ ወለድኻ፣ ኣሕዋትካን ኣሓትካን ወይ ልዕሊ-ዕድመ ደቅኻ

6 ስጉምትታት

ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ?

ምኽርታትካ RefugeeHelp ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንኸመሓይሾ ይሕግዝዎ እዮም። ገና እንታይ ከም ዝጎደለካ ወይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።

ብዛዕባ እንታይ ምኽሪ ኣለካ?

ኣብዚ መብርሂ ጸሓፍ

ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።