ካብ ኔዘርላንድ ምውጻእ
ናይ ዑቕባ መንበሪ ፍቓድ ድዩ ዘለካ፣ ከምኡ እውን ናብ መበቆል ሃገርካ ክትምለስ፣ ወይ ንግዚኡ ካብ ኔዘርላንድ ክትወጽእ ትደልይ ዲኻ? ንኣብነት ንዕረፍቲ ምኻድ ብዝምልከት ተወሳኺ ኣብዚ ኣንብብ።
ሓበሬታ
ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ?
ምኽርታትካ RefugeeHelp ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንኸመሓይሾ ይሕግዝዎ እዮም። ገና እንታይ ከም ዝጎደለካ ወይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።