መጓዓዝያ
ኣብ ውሽጢ ኔዘርላንድ ብዛዕባ ምጒዓዝ ሕቶታት ኣለካ ድዩ? ኣብዚ ገጽ ብዛዕባ ህዝባዊ መጓዓዝያን ምውናን መኪናን ሓበሬታ ክትረክብ ኢኻ።
ነዚ መርበብ-ሓበሬታ ዝኸውን ምኽሪ ኣለካ ድዩ?
ምኽርታትካ RefugeeHelp ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንኸመሓይሾ ይሕግዝዎ እዮም። ገና እንታይ ከም ዝጎደለካ ወይ ክትረኽቦ ከም ዘይከኣልካ ሓብረና። ኣስተውዕል፡ እዚ ቅጥዒ ንውልቃዊ ሕቶታት ዝዓለመ ኣይኮነን። መልሲ ኣይክትረክብን ኢኻ።